ሓድሽ ቤተክርስትያን ቅዱስ ኣማኑኤል ቤተ ክርስትያን ክርስትያንሳንድ ኖርዎይ ተመሪቁ ።

ኣብ ሃገረ ስብከት ኤውሮጳ ካብ ዝርከቡ ንኡሳን ሃገረ ስብከታት ሓንቲ ኣብ ዝኾነ ኖርወይ ከተማ ክርስትያን ሳንድ ዝርከቡ መእመናን ኣብ ዝዓደግዎ መሬት ዝስርሕዎ ቤተ ክርስትያን ብዕለት 01ን02 ታሕሳስ 2018 ብወኪል ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ሃገረ ኤውሮጳ ቆሞስ ኣባ ሃብተወልድ ተመሪቁ። ኣብቲ ናይ ምምራቕ ስነ ስርዓት ሓለፍቲ እታ ከተማ ዝኾኑ ኖርዌጃዊያን ካብ ዝተፈላለዩ ቦታ ዝመጹ ካህናት ኣቦታትን ዲያቆናትን፡ …