home ዜና ቤተክርስቲያን ምቁራጽ መርበብ ሓበሬታ

ምቁራጽ መርበብ ሓበሬታ

ኣብ ዝሓለፈ ከባቢ ክልተ ወርሒ ፡ ብምኽንያት ተክኒካዊ ጉዳይ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ሃገረ ስብከት ኣቋሪጻ ጸኒሓ፡ በዚ ምኽንያት ድማ ኣብ እዋኑ ክመሓላለፍ ዝግብኦ ሓበሬታ ብዘይምሕላፉ ይቕሬታ ንሓትት።

ቅድሚ ሕጂ ኣዳራሻ ናይ መርበብ ሓበሬታና www.eritewahdo. org ምንባሩ ይፍለጥ ፡እንተ ኾነ ብተክኒኒካዊ ምኽንያት ከም ዘይንጥቀመላን፡ኣብ ክንድኣ ግና www.eritewahdo.com ኮይና ከም ዘላ ንሕብር።

እግዚአብሔር ሠላሙ የብዝሓልና

 

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *