home ዜና ቤተክርስቲያን ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ምስ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ፡ዝርከቡ ናይ ሶርያ ኦርቶዶክስ ሊቀጳጳስ ኣቡነ ፖሊካርፐስ ተራኺቦም።

ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ምስ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ፡ዝርከቡ ናይ ሶርያ ኦርቶዶክስ ሊቀጳጳስ ኣቡነ ፖሊካርፐስ ተራኺቦም።

ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ምስ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ፡ዝርከቡ ናይ ሶርያ ኦርቶዶክስ ሊቀጳጳስ ኣቡነ ፖሊካርፐስ ተራኺቦም።
ኣብቲ ብዕለት 10/11/2018 ኣብ ግላነ ዝብሃል ስፍራ ተዶኪኑ ዝርከብ፡ ገዳም ዝተገብረ ርክብ፡ ኣብ ሞንጉ እዘን ኣሓት ኣብያተ ክርስቲያን ንዘሎ ህልው ርክብን ዝምድናን ብምዝታይ፡ ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ዝምድና ኣብ መጻኢ ብዝልዓለ ደረጃ ክምዕብል ፡ ሠናይ ድሌት ከም ዘሎ ብኽልቲኡ ወገን ተገሊጹ።
ኣብቲ ዕለት ሊቀጳጳስ ኣቡነ ፖሊካርፐስን ፡ ኣበምኔት ናይቲ ገዳምን ንልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ህያባት፡ ኣበርኪቶም።
ብወገን ሉኡካን ሲኖዶስ ድማ ,ንዝተገብረሎም ምውቕ ዝኾነ ኣቀባብላ፡ ድሕሪ ምምስጋን፡ኣብ መወዳእታ ኣብቲ ገዳም ዝርከብ ቤተክርስቲያን ብምኻድ፡ ሓባራዊ፡ጸሎት ኣብጺሖም።

ኣብቲ ዕለት ምስ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣባላት ሃገረስብከትን፡ ንኡስ ሃገረ ስብከት ሆላንድን ተረኺቦም ነይሮም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *