home ዜና ቤተክርስቲያን ሃገረ ስብከት ምስ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣኼባ ኣካይዱ

ሃገረ ስብከት ምስ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣኼባ ኣካይዱ

ሃገረ ስብከት ምስ ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ኣኼባ ኣካይዱ።
ኣብቲ ብዕለት ፳፫ ጥቅምቲ ፳፻፲፩ ዓ.ም. ግዕዝ(02- ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም.ፈረ.)  ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ዝተኻየደ፡ኣኼባ፡ ሃገረ ስብከት ኣብ ዝሓለፈ ዘመን ኣገልግሎቱ ዝሰላሰሎም ስራሓትን ዘለውዎ ጸገማትን፡ ሕጽረታትን ብወኪል ቅዱስ ሲኖዶስ ከምኡ ውን ኣቦ መንበር ሃገረ ስብከት ሓፈሻዊ መብርሂ ድሕሪ ምውሃቡ፡ ካልኦት ኣባላት ሃገረ ስብከት በቲ ዘለዎም ጽፍሒ ስራሕን ፡ ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ሃገረ ስብከት ዘለዎም ርእይቶን ሓሳብን ገሊጾም፡
ብወገን ልኡካን ቅዱስ ሲኖዶስ፡ ብሃገረ ስብከት ዝተዋህበ ጸብጻብ ሰሚዖም ድሕሪ ምግምጋሞ፡ ሃገረ ስብከት ምስ ኩሉ ሕጽረታቱ ብዙሕ ስራሕ ከም ዝሰርሐን፡ ነቶም ተሪፎምዎ፡ዘለዉ ዝጅመሮም ሰራሓት ድማ ኣብ መፈጸምታ ከብጽሖም ለባዋ ፡ኣባታዊ ምኽርን ሂቦም።

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *